Hakote Media
Thanks for checking out Hakote Media on YouTube!
ሰላም የሕዋት ፍትሓዊ በረከት ይበሃል ፡ ዩቱበር፡ ፖድካስተር፡ ዝያዳ ሕጉስን ጥዑይን ኣፍራይን ህይወት ክንነብር ዝሕግዙና ስትራተጂታትን መሳርሕታትን ዝድህስሱ ቪድዮታት እሰርሕ፡ ከምኡ ድማ ነዚ አብዚ ግዜና ዘሎ ምዕባለ Technology ተጠቂምና ኣብ ረብሓና ነውዕለሉ ባይታ ንምፍጣር እዩ ስለዚ ስድራ ንኽትኾኑ ብኽብሪ ይዕድም የቀንየለይ።
Hello everyone, welcome to Hakote Media! My name is Fthawi Bereket, and I am a YouTuber and Podcaster. I create videos that explore strategies and tools to help us live happier, healthier, and more productive lives. I also focus on using the latest technology to our advantage. I invite you to join the family and be part of this journey. Thank you!
ወግዕዓዊ መግለጽን ውሳነን ማሕበር #hakote #eritrea
ኣብ ቃልሲ ኣንጻር መንሽሮ ምስ ራይሞክ ደው ንበል! #raymok #eritrea #hakote
ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር SAY YES TO LIFE AND NO TO DEATH! @HakoteMedia #Eritreaninisrael @eriorthodox
⛔️ ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ኤርትራውያን ደው ይበል STOP THE BLOODSHED OF ERITREAN LIVES ⛔️ #Hakote #Eritreaninisrael
እየሩሳሌም ንቢንያም ባሪኻቶ #hakote #EritreanCyclist #BiniamGirmay #TourDeFrance2024
ጻዊዒት ሰላም ሰላም ኣብ ሞንጎ የሕዋት ንኽሰፍን ናይ ኩላህና የሕዋት ኣስተዋጽኦ ይዕዘዝ #hakote
ቀላይ ሰሊሆም 2024 Pool of #siloam “ኣብ ቀላይ ሰሊሆም ኬድካ ተሓጸብ” በሎ(ዮሃ 9፡1-12) #ortodox
ሕብረተሰባዊ ኣበርክቶ ብኣባላት ማሕበር ሪምና/ሪምና-Rimna-רימנה
ሕብረት ጭዋ ህዝቢ / ምስጋና ካብ ሓገዝ ዝተገበረሎም ስድራ / #hakotemedia #eritrean
ውዕሎ ምስ ዮርዳ ዓይነይ ካልኣይ ክፋል #hakotemedia #eritrean #ኤርትራ
ውዕሎ ምስ ዮርዳ ዓይነይ ቀዳማይ ክፋል #eritrean #ኤርትራ #HakoteMedia.
ሓደራ የሕዋት ጓልና ኣትርፉልና @HakoteMedia #eritrean #ኤርትራ #israel
🌻🌻🌻ርሑስ በዓል ቅዱስ ዩሃንስ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና 🌻🌻🌻
ሓዳር ኣብ ሃገር Vs ኣብ ስደት /ሂወት ብሜላ ካልኣይ ክፋል።
ሂወት ብሜላ / ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ምዝርራብ ባህርን ባህልን ኽሰርጽ ኣለዋ።
ንኣሳልጦ ዑደትኩም መገሻኹም Rav Kav Card ተጠቀሙ.
ሓድሽ መደብ ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ምዝርራብ ባህርን ባህልን ኽሰርጽ ኣለዋ።
ሉድ/ልዳ ናይ ለቀ ሰማዕታት ቅዱስ ጊዮርግስ ዓዲ። #stgeorgechurch #lod #ortodox @HakoteMedia
ምብጻሕ ስድራና ኣብ ከተማ ዓሰብ ዝርከቡ /ራብዓይ ክፋል #eritrea #vlog #video @HakoteMedia
ሰላዕ ዳዕሮ በጺሕና ኣለና ምብጻሕ ስድራና/ ሳልሳይ ክፋል / #Eritrea #vlog video @HakoteMedia
ምብጻሕ ስድራና ኣብ መረታ ሰበነ Mereta Sebene | ዴዳ | ካልኣይ ክፋል. @HakoteMedia #eritrea
ቤተ-ክርስትያን ጴጥሮስ ወጳውሎስ /ጋብር መንፈስ ቅዱስ ዴዳ / መዘከርታ ንደቂ ዓዲ ትኹነለይ/
ምብጻሕ ስድራና ኣብ መረታ ሰበነ Mereta Sebene | ዴዳ | ቀዳማይ ክፋል.
ምብጻሕ ስድራና ኣብ መረታ ሰበነ | ዴዳ |ጽባሕ ሰሉስ 8፡00 PM.
ተመኩሮ ኣጋይሽ ካብ ሃገረ ሆላንድ ዝመጹ ኣጋይሽ
ፈለግ ዮርዳኖስ Jordan River ጎይታና ብኢድ ዮሓንስ መጥመቅ ዝተጠመቐሉ ፈለግ /ስፍራ/ @HakoteMedia
ጉዕዞ ናብ ፈለግ ዮርዳኖስ Qasr Al Yahud.
ጉዕዞ ናብ ፈለግ ዮርዳኖስ ቀዳማይ ክፋል| ጽባሕ ረቡዕ 8፡00 PM ኣብ @HakoteMedia
ዒን ከረም Ein Karem መጥምቐ ቅዱስ ዮሓንስ ዝተወለደላ ከተማ.