Emba tv እምባ ቲቪ

ሰላም ብሓበራ ሰዓብቲ Emba tv እምባ ቲቪ ብናቅርበልኩም ስርሓት ዕጉባት ክትኮኑ እንዳ ተመነናን ጸዓርናን ኢና እሞ ንስኩም ዉን ብShare like ከምኡ ዉን subscribe ደግፉና ኢኩም ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶኩም ኣዚና ነመስግን Emba tv እምባ ቲቪ ሒዛትልና ትመጽእ ቀረባት Film music show ከምኡ ዉን Interview ወዘተ ክተቅርበልና ኣያ።
#eritreanmusic #eritrean show #Eritrean film #Eritrean comedy #eritrean Interview