ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎርክ ሃይማኖታዊን ማሕበራዊን ታሪካውን ባህላዊን ዛዕባታት ማእኸል ገይሩ ኣብ ትግራይን ወጻእን ዝነብረ ሕብረተሰብ እናተንስአ ንምዝታይን ምምሃርን ዓሊሙ ዝተመስረተ ትካል እዩ።
ሚዲያኹም ሚዲያ ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎክ ብዝተፈላለዩ ኣማራጽታት ናባኹም ክቐርብ እዩ።
ንሚዲያኹም ሳብስክራብ፡ ሼር ላክ ኮመት ብምግባር ንኽትድግፉ ብትሕትን ክብርን ንዕድም"