10 ኣገደስቲ ነጥብታት ኣብ ናይ ስራሕ ውዕል ወረቐት/Arbeitsvertrag
Автор: Fltet Nkulu ፍልጠት ንኹሉ
Загружено: 2021-03-25
Просмотров: 3509
@FltetNkulu
Welcome to my channel "Fltet Nkulu" Knowledge is power but without wisdom it is nothing. We need Knowledge and wisdom in our lives. The main purpose of this channel is to help people to grow in Knowledge and wisdom. How to solve problems? How to learn new things? How to improve your knowledge? Is the main programs of this channel.
Don't forget to subscribe and hit the bell buttons to get updated videos.
እንቋዕ ናብ ቻነል "Fltet Nkulu" ብደሓን መጻእኹም ። ፍልጠት ሓይሊ እዩ። ፍልጠት ብዘይ ጥበብ ግና ምንም ኣይጠቅምን። ስለዚ ፍልጠትን ጥበብን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ኣብ ህይወትናን ናብራናን። ቀንዲ ዕላማ ናይዛ ቻነል ድማ ሰባት ብኹሉ መዳያት ህይወት ብፍልጠትን ጥበብን ንኽዓብዪ ምሕጋዝን ምብርታዕን ምትብባዕን እዩ።
ከመይ ጌርና መፍትሒ ናይ ዝኾነ ጸገም ንረክብ ከመይ ጌርና ሓድሽ ነገራት ንመሃር ከመይ ጌርና ፍልጠትና ነዕብዮ ኣብ ዝብል መደባትን ስራሕን ኣተኲራ ትሰርሕ ቻነል እያ።
ሳብስክራይብ ብምግባር ከምኡውን እታ ናይ ደወል ምልክት ብምጥዋቕ ቤተሰብ ናይዚ ቻነል ክትኮኑ ትኽእሉ ሓድሽ ቪድዮታት ድማ ኣብ ሰዓቱ ይመጻኩም።
ፍልጠት ንኹሉ ኣፈላላይ ዘይብሉ።
ዝያዳ ተወሳኺ ናይ ውልቂ ሓለፋታትን ትምህርትታትን ምስ እትደልዩ ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ join ክትገብሩ ትኽእሉ፥
Become a channel member and receive exclusive benefits:
/ @fltetnkulu
#FltetNkulu #NewEritreanVideo #Arbeitsvertrag
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: