ኣደየ ብምኽንያትየ ዝዝምረልኪ - መዝሙር ብ ቤ/ት/ሰ/ኪዳነ ምሕረት ካምፓላ
Автор: Mahber kidanemhret kampala
Загружено: 2025-06-30
Просмотров: 5051
መዝሙር ብ ቤ/ት/ሰ/ኪዳነምሕረት ፡ ካምፓላ
እዚ መንፈሳዊ ቻነል እዚ ኦርቶዶክሳዊ ትሕዝቶታት ዘለዎም ያሬዳዊ መዛሙር፡ ስብከት፡ መንፈሳዊ ስነ ጽሑፋትን ካልእ ዝተፈላለዩ መደባትን ዘቕርብ ናይ ቤ/ት/ሰ/ኪዳነምሕረት ካምፓላ እዩ።
እምበኣርከስ፥ ኩልኹም ኣሓትን ኣሕዋትን ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ትሕዝቶታት ተኻፈልቲ ክትኮኑ #subscribe , #like , #share and #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ።
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: