ኲናት ሰሜን ኮንጎ -- ብምስክርነት ነባሪ እቲ ከባቢ
Автор: VOA Tigrigna
Загружено: 2025-02-28
Просмотров: 1273
ቀዳማይ ሚኒስተር ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ብሰኑይ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ከም ዝሓበሮ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ድሕሪ ዝጀመረ ኲናት ሰሜን ኮንጎ ዛጊት ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ህዝቢ ቀቲሉ ከም ዘሎ ገሊጹ። ንምዃኑ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን እዚ ግጭት ከመይ ይጸልዎም? ንኸተማ ጎማ ተጐስጊዛ ኣብ እትርከብ ጊሰኚ እትብሃል ከተማ ዝነበር ኤርትራዊ ኣዘራሪብና ኣሎና።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: