Jstudio 1ይ ክፋል ቅትለት ኣብርሃም ተወልደ ""ንጣብ መርዝን ውቅያኖስ ምስጢርን'"
Автор: Jstudio
Загружено: 2019-12-31
Просмотров: 120720
#Jstudio1 #Jstudio2 #Jstudio3 #Eritrea #Eritrean ካብ ኣቦይ ሓንሶን ባዓልቲ ቤቶምን ናብ ኢሰያስ ኣፈወርቅን በራኺ ወዲ ፈንቅልን ዝቀረበ ሕቶ ‘ተነይሩ፣ “ እንታይ በሊዕኹም ዲኹም ዝብል’ዩ ነይሩ። መልሲ ኢሰያስ ኣብርሃም ካይመውት ኣብ ምድጋፉን ላዕሊ ታሕትን ካብ ምባል ዝሓለፈ ዋላ ሓደ መልሲ’ኳ ተዘይሃበ፣ መልሲ በራኺ ግን ብዘይካ እታ ብሓባር ዝበልዕዋ መግብን ነናቶም ከፊቶም ዝሰተይወን ብራሾን ወላሓደ ዝብል እዩ ነይሩ።
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: