Популярное

Музыка Кино и Анимация Автомобили Животные Спорт Путешествия Игры Юмор

Интересные видео

2025 Сериалы Трейлеры Новости Как сделать Видеоуроки Diy своими руками

Топ запросов

смотреть а4 schoolboy runaway турецкий сериал смотреть мультфильмы эдисон
dTub
Скачать

ክስገር ዘይብሉ ምልክታት ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት | BBC NEWS ትግር

Автор: BBC News ትግርኛ

Загружено: 2026-01-23

Просмотров: 2312

Описание:

ሳብሪና ኣማኑኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ: ጓል 22 ዓመት ምስ ኮነት ከኣ: ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምዝዛማ (ዓውደ ትምህርቲ ስነ-ልቦና): ብትምህርቲ (scholarship) ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከይዳ። ፈለማ: ናይ ሓደ ዓመት Women’s Studies መጽናዕቲ : ደሓር: ማስተርስ (Master’s degree) ኣብ ናይ ዓለም-ለኻዊ መጽናዕቲ (International Studies): ብተወሳኺ ውን ማስተርስ (Master’s degree) ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሕክምና (Clinical Social Work) ብምጽናዕ ተመሪቓ።

ብስራሕ: ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ስደተኛታት (Refugee resettlement agencies) ሰሪሓ: ብተወሳኺ ድማ: ኣብ ሳልዝበሪ ዩኒቨርሲቲ (Salisbury University) ንልዕሊ ሸውዓተ ዓመት ከም ካውንስለር (mental health counselor) ኣገልጊላ። ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናታ ትካል ከፊታ (‘‘ባና ማእከል ጥዕና ኣእምሮ‘‘ ዝብል) ከም ናይ ኣእምሮ ሓኪም (mental health therapist) ኮይና ትሰርሕ ኣላ።
--------------------------
እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም
እነቕርበልኩም፦
ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም።
ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ።
ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና።
🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya
📘 ፌስቡክ 👉🏽   / bbcnewstigrinya  
📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q

ክስገር ዘይብሉ ምልክታት ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት | BBC NEWS ትግር

Поделиться в:

Доступные форматы для скачивания:

Скачать видео mp4

  • Информация по загрузке:

Скачать аудио mp3

Похожие видео

ዋኒናት እናስፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ - ብኸመይ? | BBC NEWS ትግርኛ

ዋኒናት እናስፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ - ብኸመይ? | BBC NEWS ትግርኛ

ጉዳይ Artist Abrham Tekleab and Viviyana Amir #Tinu show asey media ጉዳይ ኣብርሃም ከምኡ'ውን ቪቫና

ጉዳይ Artist Abrham Tekleab and Viviyana Amir #Tinu show asey media ጉዳይ ኣብርሃም ከምኡ'ውን ቪቫና

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 23 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 23 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

🇪🇷 Eritrea: Inside the

🇪🇷 Eritrea: Inside the "White Gold" Factory! Halibay - Part 2 | ጒዕዞ ናብ ምጽዋዕ፡ ምስጢር ፋብሪካ ጨው ሓሊባይ ክፋል 2

ውርይቲ ሓኪም፥ ሓቒ ደርጒሓቶ!

ውርይቲ ሓኪም፥ ሓቒ ደርጒሓቶ!

🛑ናይ ሳምርዋይ ሙለአ ናይ ጋዓት ፕሮግራም 🤌🥰🙏

🛑ናይ ሳምርዋይ ሙለአ ናይ ጋዓት ፕሮግራም 🤌🥰🙏

ትራንፕ “የኢትዮጵያን መሪ አላውቀውም  ግን ጠንካራ መሪ ነው!” ጠንካራው  የቀንጨራዎቹ መሪ “አለም እየተናጠች ነው! ሽማግሌ ከፈለጉ እናስታርቃለን!”

ትራንፕ “የኢትዮጵያን መሪ አላውቀውም ግን ጠንካራ መሪ ነው!” ጠንካራው የቀንጨራዎቹ መሪ “አለም እየተናጠች ነው! ሽማግሌ ከፈለጉ እናስታርቃለን!”

ይርገኣለም ገታቸውን ኣብ ምጭዋይ ዮውሃንስ ሰርሖም ዘሎ ሺርሕታቱን

ይርገኣለም ገታቸውን ኣብ ምጭዋይ ዮውሃንስ ሰርሖም ዘሎ ሺርሕታቱን

የአርብ ምሽት ምሽት ጥር 15፣ 2018 ዓ/ም የቢቢሲ አማርኛ የቀጥታ ሥርጭት፦| BBC News አማርኛ

የአርብ ምሽት ምሽት ጥር 15፣ 2018 ዓ/ም የቢቢሲ አማርኛ የቀጥታ ሥርጭት፦| BBC News አማርኛ

ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቘጥዐ ትንተና ኣስመራ ዝበጽሐ ወጻእተኛ | BBC NEWS ትግርኛ

ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቘጥዐ ትንተና ኣስመራ ዝበጽሐ ወጻእተኛ | BBC NEWS ትግርኛ

ቢቢሲ ኣብ ጉዳይ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዝረኸቦ ሓበሬታ | BBC NEWS ትግርኛ

ቢቢሲ ኣብ ጉዳይ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዝረኸቦ ሓበሬታ | BBC NEWS ትግርኛ

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 22 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 22 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

ERIPM |   ናይ መወዳእታ፡ መጀመርታ ምጻተ ዓለም   | Current Affairs ~ እዋናዊ ጉዳያት

ERIPM | ናይ መወዳእታ፡ መጀመርታ ምጻተ ዓለም | Current Affairs ~ እዋናዊ ጉዳያት

🔴ተወቒዐ ምስ መፃኹ ሰበይተይ ጠኒሳ ረኺበያ...#ኣስመራ

🔴ተወቒዐ ምስ መፃኹ ሰበይተይ ጠኒሳ ረኺበያ...#ኣስመራ

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 20 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 20 ጥሪ 2026 | BBC NEWS ትግርኛ

መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, January 17, 2026 - ERi-TV

መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, January 17, 2026 - ERi-TV

ህድሞና - ራሄል ተስፋይ ብዛዕባ ሓዳራ እንታይ በለት | Helen and Rahel - New Eritrean Show 2026

ህድሞና - ራሄል ተስፋይ ብዛዕባ ሓዳራ እንታይ በለት | Helen and Rahel - New Eritrean Show 2026

አስገራሚ የድሮን ትርዒት በቢሾፍቱ | Ethiopian Made Drone| Ethiopian Airforce| Drone Show|

አስገራሚ የድሮን ትርዒት በቢሾፍቱ | Ethiopian Made Drone| Ethiopian Airforce| Drone Show|

Hot Guayla By Henok Nago - 2026 - Charlotte NC - Henok and Sara - Wedding _ Bella Media

Hot Guayla By Henok Nago - 2026 - Charlotte NC - Henok and Sara - Wedding _ Bella Media

'ክትርእዩ ኢዅም፡ ንድሕሪት ምባል የለን፡ ግሪንላንድ ግድን'ያ' - ዶናልድ ትራምፕ | BBC NEWS ትግርኛ

'ክትርእዩ ኢዅም፡ ንድሕሪት ምባል የለን፡ ግሪንላንድ ግድን'ያ' - ዶናልድ ትራምፕ | BBC NEWS ትግርኛ

© 2025 dtub. Все права защищены.

  • Контакты
  • О нас
  • Политика конфиденциальности

Контакты для правообладателей: infodtube@gmail.com