Tsigenay - Mekseb Alem (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
Автор: Kiros Asfaha
Загружено: 16 авг. 2020 г.
Просмотров: 947 090 просмотров
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ጽጌናይ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ

Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: