Популярное

Музыка Кино и Анимация Автомобили Животные Спорт Путешествия Игры Юмор

Интересные видео

2025 Сериалы Трейлеры Новости Как сделать Видеоуроки Diy своими руками

Топ запросов

смотреть а4 schoolboy runaway турецкий сериал смотреть мультфильмы эдисон
dTub
Скачать

ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ? | BBC NEWS ትግርኛ

Автор: BBC News ትግርኛ

Загружено: 2025-10-28

Просмотров: 33678

Описание:

ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ መሰል ዋንነትን ተጠቃምነትን ኣፍደገ ባሕሪ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ስግኣት ፈጢሩ ይርከብ።

ብላዕለዎት መራሕቲን መንግስታዊ ይዅን ንሰልፊ ብልጽግና ጸግዒ ዝሓዛ ማዕከናት ዜናን ዝወሃብ ዘሎ መግለጺታት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቍጥዐ ፈጢሩ እዩ።

👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz

ብወገን ኤርትራ ክወሃብ ዝጸንሐ ወግዓዊ ግብረመልስታት፡ መግለጺታት ኢትዮጵያ፡ ታሪኽ ኣዘንቢዑ ንልኡላውነትን ናጽነትን ኤርትራ ዝዳፈር ተዅታዂ ምዃኑ ዘመልክት እዩ።

ንምዃኑ ምእዋጅ ናጽነት ኤርትራ መዓስን ብኸመይን'ዩ ተፈጺሙ? ኣዲስ ኣበባ መዓስን ብኸመይን እያ ንሃገርነት፡ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣፍልጦ ሂባ? ክትስርዞ ወይ ክትስሕቦኸ ትኽእል ድያ? ሳዕቤኑ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ዓለምለኻዊ ሕጊታትን ውዕላትን፡ ከምኡ'ውን ክኢላታት ዓለማዊ ዝምድናታትከ እንታይ ይብሉ?
--------------------------
እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም
እነቕርበልኩም፦
ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም።
ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ።
ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና።
🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya
📘 ፌስቡክ 👉🏽   / bbcnewstigrinya  
📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q

ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ? | BBC NEWS ትግርኛ

Поделиться в:

Доступные форматы для скачивания:

Скачать видео mp4

  • Информация по загрузке:

Скачать аудио mp3

Похожие видео

array(0) { }

© 2025 dtub. Все права защищены.



  • Контакты
  • О нас
  • Политика конфиденциальности



Контакты для правообладателей: [email protected]