🔥ዩትዩብ ቻነል ብሞባይል ገንዘብ ዝሰርሕ ምሉእ መምርሒ ኣከፋፍታን ዓቢ ዕድል ንግድን
Автор: Fltet Media ፍልጠት ሚድያ
Загружено: 2025-09-29
Просмотров: 9786
እንቋዕ ብደሓን መጻእኹም ናብዛ ቻነለይ!
/ 1zvhmexunc
ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ዩትዩብ ኣካውንትኩም ብሞባይል ቴሌፎንኩም ጥራይ ብዝበለጸን ብዝቐለለን መንገዲ ከመይ ጌርና ከም እንኸፍት ብዝርዝር ክሕብረኩም እየ።
ዩትዩብ ሓያል መሳርሒ ኮይኑ፡ ናይ ገዛእ ርእስና ቻነል ብምኽፋት ናትና ቪድዮ ሸር ጌርና ገንዘብ ንኽንረክብ ዕድል ይህበና።
እዚ ቪድዮ፡ ካብ ፈለማ ክሳብ መወዳእታ ስጉምቲ ብስጉምቲ ዝወስደኩም ኮይኑ፡ ንኩሉ እቲ ዘድልየኩም ሓበሬታ የጠቃልል።
ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ እንታይ ክትመሃሩ ኢኹም፧
ናይ ጂሜይል ኣካውንት ብሞባይል ምኽፋት (እንተዘይብልኩም)
ናብ ዩትዩብ ኣፕሊኬሽን ምእታው
ናይ ዩትዩብ ቻነል ምፍጣር
ናይ ቻነልኩም ስም ምምዛዝን ምስልን ምትካልን
ኣገደስቲ ዝኾኑ ሴቲንጋት ምድብዳል
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: