ቡን ንስተ ዶ? -
Автор: ገዛ ኣብርሃም Geza Abraham
Загружено: 2025-05-12
Просмотров: 11123
ገዛ ኣብርሃም Geza Abraham ቁ 2 / @gezaabraham2
#ገዛ_ኣብርሃም_Geza_Abraham - እዚ ብመምህር ያሬድ ነጋ ዝመሓላለፍ ገዛ ኣብርሃም ዩቲዩብ እዩ። ገዛ ኣብርሃም ዝተብሃለሉ ምኽንያት እንዳ ኣቦና ኣብርሃም ሃይማኖትን ስነ -ምግባርን ዝነበሮ ገዛ ስለዝነበረ እዩ ፤ ነዙይውን እዩ "እምነት ከም ኣብርሃም"፣ "መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም" ዝበሃል። ትምህርተ ሃይማኖትን ስርዓተ ፆታን መሰረት ዝገበረ ኣስተምህሮ ብዝተፈላለዩ መደባት ክንህብ ኢናሞ ኣብዚ ዩቲዩብ እዚ እናኣተኹም ቤተሰብ ኹኑና።
#GezaAbraham#TigrayOrthodox#EthiopianOrthodox #EritreanOrthodox#Tewahdo
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: