ጭንቀት እንታይ እዩ? ተጨኒቕኩም ትፈልጡ'ዶ? Dr. Yacob Tekie, Psychologist
Автор: DrYacobTekie
Загружено: 2026-01-12
Просмотров: 1507
ጭንቀት እንታይ እዩ? ምልክታት ጭንቀት እንታይ ይመስሉ? መዓስ ሓገዝ ክትሓት ኣለካ?
ጭንቀት ሓደ ካብቶም ልሙዳት ኸገማት ሂወት ኮይኑ፤ ብዙሕ ግዜ ብዘይ ምርዳእ ኣብ ሂወትና መሰናኽል ዝፈጥር እዩ። ኣብዛ ሓጻር ቪድዮ፤ ጭንቀት እንታይ ይመስል፤ ኣብ ሂወትና ብኸመይ ይንጸባረቕ፤ ኣብ ስሚዒትና፤ ኣካላትናን ባህርናን።
እዛ ቪድዮ ንዝኾነ ሰብ፤ ብተደጋጋሚ ዝሻቐል፤ ኣካላቱ ዝወጣጠር፤ ረጊኡ ኮፍ ክብል ይኹን ክሓስብ ወይ ክድቅስ ዘይክእል፤ ሓጋዚት ክትከውን ትኽእል እያ።
ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ተጠቒምኩም ውን መባእታዊ ዝኾነ መርመራ ጭንቀት ክትገብሩ ትኽእሉ። እዚ መመርመሪ መሕት ት ግን፤ ነቲ ብሓኪም ስነ-ኣእምሮ ወይ ክኢላ ዝወሃብ ዝትክእ ኣይኮነን።
https://upenn.co1.qualtrics.com/jfe/f...
ተመሳሳሊ ቪድዮታት ንምክትታል ሳብስክራይብ ግበሩ ሼር ግበርዎ።
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео mp4
-
Информация по загрузке: